ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊምምሕዳር ክልል ትግራይን ንፕረስ ሴክሪታርያትን ልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊምምሕዳር ክልል ትግራይን ንፕረስ ሴክሪታርያትን ልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ይደሊ

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዋጋ መግለፂ ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን _ ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ንዕለት 01/9/2016 ዓ/ም 11፡30 ምäራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 2/ 9/2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝቖፈት

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ ነቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን ዘማለአ ክኮን ኣለዎ ምዃኑ ንገልፅ

3. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ : ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

4. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ - ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን

6. መምልኢ ዋጋ ን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ምውሳድ ይከኣል

7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሎ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo