ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ናይ 2ዐ16 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልገሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑን _ ብኘሮፎርማ ጨረታ ኣወዲዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክወዳደሩ ይዕድም፡፡

ፖሊስ ኮሌጅ ክልል ትግራይ

ምልክታ ኘሮፎርማ

ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ናይ 2ዐ16 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልገሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

አቑሑን _ ብኘሮፎርማ ጨረታ ኣወዲዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክወዳደሩ ይዕድም፡፡

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ክእል

2. ናይ 2ዐ16 ዓ.ም መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /Tin number/ ዘለዎምን ኣታሐሒዞም ከቕርቡ ዝኽእሉን፦

4. ተወዳደርቲ ኣብዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም፣ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስልኪ ቁፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮለጅ ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡-

6. ኮለጅ ፖሊስ ትግራይ መቐለ ዝሓሸ መማሪፂ እንተረኺቡ ብክፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ

ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/ዐ8/2016 _ዓ.ም ክሳብ _ ዐ2/ዐ9/2016 ዓ.ም ሰዓት 4፡ዐዐ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡3ዐ ኣብ ኮለጅ ፖሊስ ትግራይ ሐዚ እንርከበሉ ቦታ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንንስ ቢሮ ቁፅሪ 31ዐ ዝኽፈት ይኸውን

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ946410861 ወይ ድማ ዐ914ዐ48ዐ71 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ሙዃንኩም ንፈቱ

ምስ ሰላምታ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo