ኮምሽን ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይሬክተር ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ኮሞሽን አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ቀወምቲን ሃለቅቲን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

1 ነዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፀኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ብቅዳሕ መልክዕ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሜሽን ስቨል ስርቪስ ክልል ትግራይ ፍሉይ ቦታ ወይዘር ህንፃ 09 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 22/8/2016 ዓም ክሳብ 1/9/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዕደግ ይከኣል

4 ጨረታ 1/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ዝተገለፀ ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት

5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

6 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ነቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

7 ኮምሽን ሲቪል ሰርቪስ ካብ ዝዕድጎም ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቲ ኮሚሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344409426 / 0344409424 / 0344409431

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo