ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ትቦ መገጣጣሚታተን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ፍርወይኒ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ትቦ መገጣጣሚታተን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ተ/ቁ ዓይነት ንብረትመቀዐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ትቦ ጎማ /HDPE P 16 ኢንችሜትሮ100ብ1ይ ደረጃ
2እስትሬየት ዩንየን 1/2 ኢንችቁፅሪ50ብ1ይ ደረጃ
3ፍሜል ቲ 1/2 ኢንችቁፅሪ40ብ1ይ ደረጃ
4ፍሜል ኣዳብተር 1/2 አንችቁፅሪ40ብ1ይ ደረጃ
5ጌትሻል 1/2 ኢንችቁፅሪ20ብ1ይ ደረጃ
6ሜል ኣዳብተር 1/2 ኢንችቁፅሪ30ብ1ይ ደረጃ
7ሜል ኣዳፕተር 1/2 ኢንች HDPEቁፅሪ50ብ1ይ ደረጃ
9ፊሜል ኣዳፕተር 1/2 ኢንችቁፅሪ50ብ1ይ ደረጃ
10ፈሜል ኣዳፕተር 1/2 ኢንችቁፅሪ20ብ1ይ ደረጃ
11ስትሬት ዩንየን 1/2 ኢንችቁፅሪ50ብ1ይ ደረጃ
12ኒፕል 1/2 ብረትቁፅሪ30ብ1ይ ደረጃ
13ኒፕል 1/2 ብረትቁፅሪ20ብ1ይ ደረጃ
14ኒፕል 2 ብረትቁፅሪ50ብ1ይ ደረጃ
15ሮዲሰር 1 1/2 ናብ 2 ኢንችቁፅሪ20ብ1ይ ደረጃ
16ሮዲሰር ካብ 1 1/2 ናብ 1/2ቁፅሪ20ብ1ይ ደረጃ
17ፍላግ 1/2ቁፅሪ100ብ1ይ ደረጃ
18ፍላግ 1 1/2ቁፅሪ20ብ1ይ ደረጃ

መምርሒ

✓ አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ግልፂ ዘይኮነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ።

ብ1ይ ደረጃ

✓ ቲን ካርድ ናይ 2016 ዓ/ም ናይ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዝተሓደሰ ኮፒ ተተሓሒዙ የቅርብ ።

✓ ካብቲ ዝተገለፀ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ብናይ ባዕልካ ቀይርካ ምምላእ አይፍቀድን።

✓ አድራሻን ፊርማን ናይ እቲ ድርጅት ማህተም ክህልዎ ኣለዎ።

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ።

✓ እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 16/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 24/08/2016 ዓ/ም ድ/ሰዓት 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝክእል ።

✓ እዚ ፕሮፎርማ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ተከፊቱ ክሳብ ውሳነ ዝረክብ 7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ።

✓ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ።

✓ እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት24/08/2016 ዓ/ም ድ/ ሰዓት 11፡30 ተ ዓዕዩ ዕለት  28/08/2016 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡00 ይክፈት።

✓ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማርፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo