ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፕሪንት ቀለም ብ ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

ቑፅሪ ት08/13 8. 50/35

ዕለት -- 18/08/2016 ዓ.ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፕሪንት ቀለም ማለት 1-

ሪጋዓይነት ንብረትበዝሒመዐቀኒመግለፂንሓደ ዋጋ
ብርሳን
105 ቀለም100ቑፅሪBrand Model Warranty
1 Years Hp 05 A

ብ ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት --

• ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቐድ ዝተሓደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬትን ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምዃኑ ብግልፂ ዝንበብ መረዳእታ ከቀርብ ይግባእ ፡፡

• ሕድሕድ ተወዳዳራይ ፕሮፎርማ ዋጋ መምልኢን ስፐስፊኬሽንን ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ክወስድ ይግባእ

• ሕድሕድ ተወዳዳራይ ፕሮፎርማ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፃአሉ ዕለት 18/08/2016 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 22/08/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይኽኣል በዚ እዋን ሰዓት 8፡45 ድማ ይዕሸግ ፡፡

• እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/08/2016 ዓ.ም ሰዓት 8፡45 ተዓሽጉ በዚ ሰዓት 900 ዝኸፈት ይኸውን

ፕሮፎርማ ሰዓራይ ፣ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝግለፀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 07ተ ተኸታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ከርክብ ይግባእ ፡፡ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተግልግል እቲ ንብረት ብስፐስፊኬሽን ዘየቅርብ ነጋዳይ ብምምርሒ ስርዕት ዕደጋ ብ/ክ/መ/ትግራይ ቑ4/2007 ዓ.ም መሰረት ሕጋዊ ስጉምቲ ክምዝውሰዶ ክፈልጥ ይግባእ -

• እቲ ቤት ዕዮ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን

ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፣፣

• ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑዕርታት ስልኪ 0344403477/0344408299

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo