ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ቆርቆሮ ሙሉእ ዝኣረገ ዝተፈላለዩ ናይ ማይስፔር :ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂን : ስብርባር ዴስክ ወንበር : ዓይኒርግቢ ናይ ንህቢ : ናይ መኪና ጎማ ዝአረገ ካለኦት ንብረታትን ብግልፂ ጭረታ አወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 ናይቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ይሃልዎ አይሃልዎ በዘይገድስ ክወዳደር ዝክእል ምካኑ

2 ሰነድ መግዘኢ ጨረታ ዘይምለስ 30 ሰላሳ ብር ከፊሎም ካብ ዕለት 21/07/2008 ዓም ክሳብ 5/8/ 2008 ዓ/ም ካብ ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕደር ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ብፖስታ ዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቱ ዝክእል

3 ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ/ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰልና ዝተሐለወ እዩ

5 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛብዐ ወይ ከጭበርብር ዝሞከረ ካብቲ ጨረታ ክወፅእን ተገየሩ ዘትሓዞ ጨረታ መክበሪ ተወሪሱ በቲ ናይ ዕዳጋን ንብረትን መምርሕን ድንጋገን ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

6 ሕጋዊ ናይ መኒነት ካርዲ /መታወቂያ /ፎቶ ኮፒ ገይሩ ከታሓሕዝ ዝክእል

7 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መማሐየሺ አብ ጨረታ ሰነድ ዘይፍቀድ ምካኑ

8 ተጫራቲ ዘሰዓረ ምካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ (10) ማዓልቲ እቲ ንብረት ሙሉእ ክፍሊት ከፊሉ ከልዕል ዝክእልን ገንዘብ ከፊሉ ንብረት እንተዘይ አልዒሎም : ዝከፈልዎ ገንዘብን እቲ ንብረት ዘተሓዘዎ ናይ ጨረታ መክበሪን ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይኸዉን

9 አብቲ ጨረታ ከይዲ ቅሬታ እንተሃልዎም ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሮም አብ ዉሽጢ (3) ሰለስተ ማዓልቲ ቅሬትኡ ናብ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ከቅርብ ይከኣል

10 እዚ ጨረታ ዕለት 6/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ 8:30 አብ Â ወረዳ ሓዉዜን ት/ፋያናንስን ከ/ሰ/ዕ/ፈ/ንብረት ምምሕዳር በዓል ዋናወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 46 67 00 78 ወይ 0914 09 9601 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

መተሓሳሳቢ

  • ዓይኒ ርግቢ ኣብ ሕርሻ እታወታት መካዚን ኣብ ሓዉዜን ከይዲካ ምርኣይ ይካኣል

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo