ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር: ዕድ/ፋይ/6547/16

ዕለት/ቀን 18/08/2016ዓ/ም

ን3 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 18/08/2016ዓ/ም ክሳብ 22/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር
መግለፂ
መለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠዋጋ ብርመብርሂ
1ጎማ ቅድሚትኦርጂናልቁፅሪ01
2ማኔላ-ፍሬን ፍርስዮንኦርጂናልቁፅሪ01
3ሆልደር ፍርስዮንኦርጂናልቁፅሪ01
4ባትሪኦርጂናልቁፅሪ01
5ዲስክ ድሕሪትኦርጂናልቁፅሪ01
6ፍሬን ሻራ ድሕሪትኦርጂናልቁፅሪ01
7ጎማ ድሕሪትኦርጂናልቁፅሪ01
8ዘይቲኦርጂናልቁፅሪ01
9ድሕሪት ኣሞዝራተርኦርጂናልቁፅሪ01
10ካንዴላኦርጂናልቁፅሪ01

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓደ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፡

✓ ቲን ቁፅሪ (T| No) ኮፒ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ መቕረባይነት ኮፒ ከቕሩቡ ዝኸለ

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፣

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/08/2016 ዓ.ም ድሕሪ/ ሰዓት 8፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/08/2016 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

ኣድራሻ: - ጎዳና ሰማእታት /ሓበራዊ ህንፃ ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 261፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 409925 /03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo