ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑተ ኣበያተ ዕዮ መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል
  1. ናይ 2008 ዓም አግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ
  2. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ካርዲ መቅረባይነት ዘቅርብ
  3. ወረቀት ምስክር ከፋላይ ግብሪ ዘቅርብን
  4. ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ ናወ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ
  5. ቅድም ኢሉሎም ዝተጠቀሱ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  6. ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 36 ምዉሳድ ይከኣል
  7. ሰዓራይ ምስተፈለጠ ንዘይሰዓሩ ሽዑ ንሽዑ ዝምለስ መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ኣቁሑት ኤለክቴሮኒክስን አቁሑ አብያተ ዕዮን 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
  8. ተጫረቲ ሰዓርቲ ምካኖም ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ቀሪቦም ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ
  9. ተጫራታይ መከበሪ ዉዕሊ ካብ ዝሰዓሮ 10% ብሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል
  10. ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ እዋን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ናብ ንብረት ክፍሊ አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
  11. ጨረታ ክፉት ዝኮነሉ ካብ ዕለት 20 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታውÂ ትክእሉ
  12. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 5 ሚያዝያ 2008 ዓምÂ 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉÂ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማሪፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347752207 /0914765916/ 0914013040 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo