ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑትን ጀነሬተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ

1 ሕጋዊ ናይ በቢዘርፉ ኣቀርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግበሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ /ቲን/ ካርድን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቀረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ጥሪ ዲክላሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ብምምላእ ካብ ዕለት 21/7/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 5/08/2008 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 5/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዉሉ ይኽፈት ተዘይ ሃለዉ ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይኽፈትን ይግምገምን

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝከዉን

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/
  • ንፅሬት መሳርሒ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ ብር/
  • ንሕትመት ብርÂ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/
  • ንኮምፒተር ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/
  • ንኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብር 3500 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/
  • ንጀኔሬተራት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ Â /CPO/ ከትሕዙ አለዎም

6 ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቀባልነት ኣይህልዎን

7 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይአሲሩ ዘትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይኸዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሰኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430083 ምሕታት ይካእል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo