ናይ መኪና ስፔር ን ሙዚቃ ፅገናን ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርንÉ 135

ዕለት 15/8/2016ዓ/ም

ናይ መኪና ስፔር ን ሙዚቃ ፅገናን ምልክታ ፕሮፎርማ

ተ.ቑናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Descriptionመፍለይ ቑፅሪ /Specification/part numberመዐቀኒ/Unitበዝሒ /Qantiityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ኮንፎርትናይ ሰሪኤል ሃይሉኩስ መኪናሴት1
2መራገፂ/ ምንፃፍ/ቑፅሪ4
3ፊውል ፊልተር23390-64480ቑፅሪ4
4ኦይል ፊልተር15600-41010ቑፅሪ1
ናይ ሙዚቃ ፅገና
1ፒያኖ ዓብይቃታቑፅሪ4
2ፒያኖ ንእሽተይኦዲናተርቑፅሪ4
3ሚክሰር /459 /ሳውንድ ሲስተምቑፅሪ1

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም፡፡

2) ካብ እስፔስፍኬሸን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።

4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት15/8/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/8/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/8/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 18/8/2016 ዓ/ምሰዓት 3፡30 ይሽ ዝበባት

7) ኣድራሻ፡– ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ መንጉኢ ንርከብ፡ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/091 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo