ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር:: ዕድ/ፋይ/627/16

ዕለት/ቀን 10/08/2016ዓ/ም

ን2”ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ  ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 10/08/2016ዓ/ም ክሳብ 14/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ/ዋጋ ብርመብርሂ
1ጎማ ቅድሚትኦርጂናል01
2ማኔላ-ፍሬን ፍርስዮንኦርጂናል01
3ሆልደር ፍርስዮንኦርጂናል01
4ባትሪኦርጂናል01
5ዲስክ ድሕሪትኦርጂናል01
6ፍሬን ሻራ ድሕሪትኦርጂናል01
7ጎማ ድሕሪትኦርጂናል|01
8ዘይቲኦርጂናል01
9ድሕሪት ኣሞዝራተርኦርጂናል01
10ካንዴላኦርጂናል01

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓደ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TI No) ኮፒ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤

✓ መቕረባይነት ኮፒ ከቕሩቡ ዝኸሉ፤

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፣

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/08/2016 ዓ.ም ድሕሪ/ ሰዓት 8፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/08/2016 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት ሓበራዊ ህንፃ/ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 261፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 404417 /03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo