ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ምንፃፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ቁፅሪ 20/26/216

ዕለት 11/8/16 ዓ/ም

ምልኸታ ፕሮፎርማ

ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ዝወፀ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ምንፃፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
Land cruiser Double Cap
1ናይ መሬት ምንፃፍ መስርሒኡብሳምፕል መሰረትብሴት1

እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 11/08/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/8/2016 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለ 16/08/2016 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo