ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ንዘለዉ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምአሳር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ንዘለዉ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምአሳር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተ.ቁሽም መኪናመግለፀመዐቀኒበዝሒ መዓልቲናይ ሓደ መዓልቲ ዋጋ
1ሚኒባስበዓል 12 ወንበር
ናይ ንጉሆ ናብ ሰራሕተኛ ናብ ቢሮ ብሰዓትካ ክሳብ 2:30 ሰኣት ኣብ ዘሎ ምእታው
“ኣብ ምሳሕ ሰዓት ናብ ገዛ ምውሳድ 6;30
“ካብ ምሳሕ ሰዓት ካብ ገዛ ናብ ቢሮ ምምላስ 8:00
“ናይ ምሸት ድሕሪ ስራሕ 11:30 ናብ ገዛ ምብፃሕ
ዝሰማረየሉ ቦታታት
ካብ ቤት ፅፈትና ናብ 05 ታክሲ መጨረሻ 06 ላጪ ሓድሽ
መንደር ታክሲ መጨረሻ
ብቁፅሪ1
ካብ ቤት ፅ/ትና ማጂክ ቐልቀል ደብሪ ዋይት ሃውስ 70 ካሬ ዲያስፖራብቁፅሪ1


መተሓሳሰቢ:- ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/8/2016ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/8/8/2016ዓ.ም ሰዓት11፡30

3. ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሳማረዩ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱ ፡ ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰረተፍኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም።

4. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/8/2016ዓ.ም ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኖ የገልግል

6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

8. ነዳዲን ናይ ሽፌርን ብናይ በዓሉ ክሽፍን ዝኽእል

9. ሰዓራይ ምካኑ ምስፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 2' መዓልቲ ውዕሊ ምስኣሰረ በብወርሒ በቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ተራቢሑ ይክፈሎ

10. ናይዚ ፕሮፎርማ ዝርዝር ዝሓዘ ፎርሚ ካብ ካብ ቤት ፅ/ትና ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ድማ ፊት ለፊት ኣግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዬርዳኖስ ሆቴልንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ወይ 0914734003 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo