ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት10/08/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/08/2016 ዓ/ም 03፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 03፡30 ይኽፈት "

3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።

4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ተጠቃሚ ቤት ዕዮ ዝድለ ንብረት ወፃኢ ምስ ገበረ ናብ ቤት ዕዮ ብምካድ ባነር ዝልጥፈሉ ቦታ ኣብውሽጢ 03 መዓልቲ ለጢፉ የረክብ ፡፡


5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7 ̊ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ።

7. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ።

8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል
እዩ ።

ተ.ዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ (ድሌት ስራሕ)(ፅሑፍ)መለክዒበዝሒ ካሬናይ ሓደ ዋጋ ካሬጠቅላላ ዋጋ ብካሬ
1ባነርቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ MEKELLE CITY POLICE OFFICE 0344417695-0344410197 8 ካሬ ባነር ምስ መለጠፊኡካሬ8
2ንመን ትደልዩ ዝብል ባነር ኣብ ተንቀሳቃሲ ታቤላ ዝልጠፍ ባነር ምስ መለጠፊኡቁመት 2 ሜትሮ ጎኒ 1 ሜትሮ ጠቅላላ 2ካሬ ሜትር ነንሕድሕዱ ከይዲ ስራሕን ስራሕ ሓላፍነትን ዝርዝር ዝሓዘ ፅሑፍ ባነር ክፀሓፈልና ሓደ ገፅ ምስ እዝይ ኣተሓሒዝናንካሬ2


NB ተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ዞባ ፖሊሰ ቤት ፅሕፈት ቀበሌ (11) እንዳሚላው ብምካድ ብሳምፕል ትክክለኛ ምስሊ ብወካሊ መርኣያ ምርግጋዕ ይክኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo