ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ስፔር ፓርት/መላዋወጢ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር/: ዕድ/ፋይ/627/16

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ስፔር ፓርት/መላዋወጢ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 10/08/2016ዓ/ም ክሳብ 14/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ- ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒና ሓደ ዋጋ ብርጠ/ዋጋ ብርመብርሂ
1ዴስክቶፕ ዴል 790ፓዎር ሳፕላይ ኦርጂናልቁፅሪ02
2ሌኖቮ ላፕ ቶፕሃርድ ዲስክ 1 ቴራቫይት ኦርጂናልቁፅሪ01
3ዴክ ቶፕ ድልሲሞስ ባትሪ ኦርጂናልቁፅሪ04
4ፕሪነተር HP laser Jet2055ፎረማተር ቦርድ ኦርጂናልቁፅሪ01
5ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ1 ቴራቫይት ኦርጂናልቁፅሪ01
6ባትሪ ናይላፕ ቶፕ ዝ/ዩ ዓይነትብሳምፕል መሰረት ኦርጂናልቁፅሪ06

✓ ናይ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፣

✓ ቲን ቁፅሪ (T|N No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፣

✓ ብመቕረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ።

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/08/2016 ዓ.ም ድ/ሰዓት 8፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/08/2016 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 8:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት /ሓበራዊ ህንፃ ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 261፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo