ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ኣብ 2016 ዓም ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ዋና ምስ ቅዳሕ ንነብይኑ ዓሺጎም ኣብ ዝባኑ ዋና ቅዳሕ ተባሂሉ ክፃሓፈሉ አለዎ

2 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ሽም ፊርማ ማህተምን ክዓርፎ ይግባእ

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክክዉን አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክተሮኒክስን ሳይክልን 5000 ቅርሺ ንሃፂነ መፂን ካልኣት ዘገለገሉ ንብረታት 8000 ቅርሺ ብጥረ ገነዘብ ወይ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሰዓራይ ምካኑ ካብዝተፈለጡ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 10 መዐልቲ ንብረቶም ከልዕሉ ይግባእ

7 ዝተፈላለዩ ምክንያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘተሓዝዎ ትሓጃ ናብ ካዝና መንግስቲ አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይእግድ

8 ተጫረቲ ኣብ ምክፋት ሳንዱቅ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣፍቀድን ከመኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይመለሰሉን

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሐዳርን ይከዉን

10 እቲ ጨረታ 18/8/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣበቲ ዐለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914160670

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo