አካዳሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ናይፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድገት ከፍፅም ይደሊ፡

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ምስ.ፕሮ/ቑፅሪ 06/07/2016

ዕስት:9/8/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

አካዳሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን

● ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት

● ናይፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት፣

ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድገት ከፍፅም ይደሊ፡በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማስኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም፡፡

መምርሒ ተጫረቲ

ስስዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ አትደልዩ ተጫረቲ ከተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ፣ቲን-ናምበር ፣ መቅራባይነትን ዘስኩም መረዳእታ ፎቶ-ኮፒ ከተቕርቡ ትኽእሱ

2. ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ ዝርዝር መግስፂ (specification) መሰረት ናይ ዋጋ መገስፂኹም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕስት 9-11/8/2016ዓ/ም 2ይፎቕ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 209 ክሳብ ስዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ኣካዲሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ ኣታዊ ክትገብሩ ትኽአስ።

3. ተጫረቲ አትወዳደርዎም ናይ መቅረቢ ዋጋኹም ክትገልፅዎም ዝግባእ ኮይኑ እዚኦም ከይገስፀ ዋጋ

ጥራሕ ንዝመልስ ግን በቲ ኣብ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝተገስፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት አትገደዱ ምዃኑ ተፈሊጡ ዋገኡ ክመፅእ ይግባእ፣

4. አቲ ፕ/ጨረታ ዕስት 11/8/2016ዓ/ም ቅድሚ ስዓት 4፡15 ተዓፅዩ በዚ ዕስት4፡30 ኣብ ኣካዳሚና 2ይፎቕ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ቑፅሪ 209 ይኽፈት

5. ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ዝስዓሮ ንብረት ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈስጠሱ ዕስት ጀሚሩ ናብ ኣካዳሚና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ኣስዎም

6. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲ ትካላትን ኣካዳሚናን ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡

ኣድራሻ፣ ከተማ መቐስ ቀበሌ 15ጎኒ ኮሚሽን ፖሊስ ወይ ድማ ጎኒ ቢሮ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ

ብተስምዶ መርከብ ዝበሃል ህንፃ ንርከብ ንተወሳኺ ሓበረታ ቁፅሪ 0914169568/0939653582 ደዊስካ ምሕታት ይካኣል እዩ፡፡

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ሩይናንስን

ቅጥዒ መምስ ዋጋ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመገስፂመስክዒበዝሒነ/ዋጋመብርሂ
1ኮምፒተር ቐስም80 A ኦርጅነናስብቁፅሪ10
2ኮምፒተር ቐስም26 A ኦርጅነናስብቁፅሪ3
3ኮምፒተር ቐስም49 A ኦርጅነናስብቁፅሪ3
4ሰመያዊ እስክርቢቶ 50 ዝሕዝኦርጅናል ሕጥጥ ኢሱ ዝወርድባኬት10
5ቐይሕ አስክርቢቶ 50 ዝሕዝኦርጅናል ሕጥጥ ኢሱ ዝወርድባኬት3
6ፀሲም እስክርቢቶ 50 ዝሕዝኦርጅናል ሕፕፕ ኢሱ ዝወርድባኬት3
7ፀሊም ዲቫይደርበዓስ 8 ነዃስ ኦርጅናሰብቁፅሪ12
8ማአኸሳዴ ፓንቸርደረጅኡ ዝሓስበ ኦርጅናልብቁፅሪ5

ሽም መቕረባይ __________

ማህተም __________

ፌርማ __________

ዕስት __________

ስ/ቁፅሪ __________


ኣካዳሚ ኣሠራርሓ መሰስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን

ቅጥዒ መምልኢ ዋጋ

ተ.ቁናይ ኣቕሑት ዝርዝርመግለፂመለክዒበዘሐናይ ሓደ ዋጋ
1ሳሙና ፈሳሲ እናትበዓል 1 ሊርትርቁፅሪ20
2ኣልኮል 75 ፐርሰንት1ይ ደረጃ በዓል 1 ሊትርቁፅሪ10
3ዲቶል ናይ ሽንት ቤት1ይ ደረጃቁፅሪ30
4ቪም መሕፀቢ ሽንት ቤት1ይ ደረጃቁፅሪ30
5ፍሊት 300 ሚግሮች ኪለር ወይ ተመሳሳሊቁፅሪ10
6በረኪናእናት በዓል 1 ሊርትርቁፅሪ20
7ናይ ኢድ ጓንቲ1ይ ደረጃ ዓብዪ ፕላስቲክፅምዲ15
8ክርቢት10 ዝሕዝ ፓኬትፓኬት1
9መሰተዋት መሕፀቢስፕረይ 1ይ ደረጃዋፅሪ20
10መሕፈሲ ጉሓፍማእኸላይቁፅሪ10
11ሳሙና ናይ ኢድማእከላይቁፅሪ10
12ዲሻ ሳሙናዓብዪቁፅሪ10
13ናይ ኢድ ሳሙና ላይፍ ቦይንእሽተይቁፅሪ15

ሽም መቕረባይ __________

ማህተም __________

ፌርማ __________

ዕስት __________

ስ/ቁፅሪ __________

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo