ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

ዕለት 08/08/16 ዓ/ም

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን /2016ዓ/ም

ምልክታፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ።

2. ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡

4. ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም ፡፡

5. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ /ምውፃእ/ ኣይኽእልን ፡፡

6. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም ፡፡

7. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

8. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 08 / 08/16ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/08/2016 ኣ.ግ ይኸውን፡

9. ጨረታ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 11 /08 /2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ይኸውን።

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

11. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

12. ኣድራሻ ጥቃ ደብረዳሞ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ቀበሌ 19

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405165 / 0344-405093 ይደውሉ ፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo