ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1.ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2.ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3.ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ITEDESCRIPTIONUNITQIYነ/ዋጋጠ/ዋጋ
GENERAL
Supply Golden or equivalent wash down water closets made of No 6 white vitreous china with plastic seat and cover including all ORGINAL accessories.as per the Sample.(material quality approved by the Facilities Owner's engineer)No6


4.ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5.እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08-10/08/2016ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 11/08/2016 ዓ/ም ንጉሆ 2፡30ይኸፈት ። 

6.ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 10/08/2016 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ ::

7.ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስ ተከፈተ 7/ሸዉዓተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

8. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

9.ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

10.እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo