ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት / ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ዕለት 8/8/2016ዓ/ም

ቁፅሪ /ደ/ከ/ስ/ዕ/22/16ዓ/ም

ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት / ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደሪ ቲ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡

✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016 ዓም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ከቕርቡ ዝክእሉ።

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ ::

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 08/08/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/8/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 11/05/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር ;

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለዪመለክዒበዝሒነፀላ/ ዋጋጠቕላ ዋጋመብርሂ
1ጆሶብኪ.ግ25
2አካራጆሊትሮ07
3ቨርኒሽ ናይ ዕንጨይቲ ቀለም2 ጋሎንሊትሮ08
4ፃዕዳ ቀለም2 ጋሎንሊትሮ8
5ጣውላ ሞራለ 34ብቁፅሪ10
6ሲሚንቶኩንታል04
7ሙሉእ በሪ ቁልፊብቁፅሪ40
8ፋይል ካብኔት ቁልፊብቁፅሪ50
9ናይ ድረወር ቁልፊብቁፅሪ60
10ተተካኢ ብረት ብብሎን ዝግጠምቁመት 25ሜ ረጊድ ዝርያ 20-25ሴብቁፅሪ03

መተሓሳሰቢ

ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኸእሉ እዮም።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo