ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተርሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር/: ዕድ/ፋይ/525/16

ዕለት/ቀን/07/08/2016ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተርሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 07/08/2016ዓ/ም ክሳብ 10/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ/ዋጋ ብርመብርሂ
1ጎማ ቅድሚትኦርጂናልቁፅሪ01
2ማኔላ-ፍሬን ፍርስዮንኦርጂናልቁፅሪ01
3ሆልደር ፍርስዮንኦርጂናልቁፅሪ01
4ባትሪኦርጂናልቁፅሪ01
5ዲስክ ድሕሪትኦርጂናልቁፅሪ01
6ፍሬን ሻራ ድሕሪትኦርጂናልቁፅሪ01
7ጎማ ቅድሚትኦርጂናልቁፅሪ01
8ዘይቲኦርጂናልቁፅሪ01
9ድሕሪት ኣሞዝራተርኦርጂናልቁፅሪ01
10ካንዴላኦርጂናልቁፅሪ01

✓ ናይ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፣

✓ ቲን ቁፅሪ (ፐIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፣

✓ ብመቕረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ : ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፣

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/08/2016 ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/08/2016 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፣

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት /ሓበራዊ ህንፃ/ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 2611

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo