ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ኮንስተራክሽን ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይዚ ዘበን ዝሐተደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ እዉን ከቅርብ ዝክእል : ዝተሐደሰ ሰርተፊኬት መቅረባይነት : ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ 2016 ዓመ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 3/8/2016 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት መኪናን ጎማን ባትሪን 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ /: ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ኮንስተራክሽን 25000 / ዒስራን ሓምሽትን ሽሕ ቅርሺ / ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/8/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ማለት እዉን 14/8/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ይግባእ

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

7 ኣድራሻ ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እዩ      

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914747482 / 0914414232 / 0914767875

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወን ዝክፈተሉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት ዝክፈት ይከዉን

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ወይ እወን ንፁር እንተዘይኮይኑ እነተሊዎ ተቀባለነት የብሉን

10 እቲ ቤት ዕዩ 20 ሚእተዊ ክዉስክ ወይ ናይ ምንካል መሰል ከምዝለዎ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

11 ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ እሰዉን ብዘይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ምካኑ እዉን ብግልፂ ከመልክቱ አለዎም

12 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ትካልና ዘምፅእ ምካኑ ክፈለጥ አለዎ

13 ሰዓራይ ትካል ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዎ መከብሪ ዉዕሊ ቅትሕዝ አለዎ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo