ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዩ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ካዋሽ ዝተረከበ ሐገ ዝ ኣቅሑት ሳኒተሪ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

1 ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ምልክታ ከብ ዝወፀሉ 4/8/2016 ዓም ከሳብ 14 /8/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ክትቀጨወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

3 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም

5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቀርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

7 ተጫረቲ እቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ መቅረቢቅጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዚ ኣብቲ ቢሮ ኮምፐሊክስ ህንፃ ራብዓይ ብሎክ ራብዓይ ደብሪ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

8 ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ 14/8/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዐሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

11 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 እቲ ቢት ዕዩ ሰዓራይ ጨረታ ኣብ ዝመርፀሉ  እዋን ዝግዛእ ኣቅሐ ወይ ግልጋልት ዓቀን ወይ ዋጋ ክምድልየቱ ካብ ነብሰወከፈ ነፀላ ኣቅሐ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

13 ኣብቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo