ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ንሽልማት ዝዉዕሉ ሕትመትን ኤለክትሮኒክስ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን:;

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 18/07/2008 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ 4000 Â ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 Â ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 29/07/2008 ዓ:ም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
6Â ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ Â ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ እዩ::

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo