ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ/Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1National comprehensive TB/HIV & LEPROSY participant manual➢ በዝሒ ገፅ 245
➢ A4 Size
➢ 80 Gsm
➢ ብክልተ ገፅ ይሕተም /Print both sid
➢ ፀሊምን ፃዕዳን /Black and white/
➢ ብትራንስፓረንትን ሃርድ ከቨርን ሻራ ፕላስተር ተጠቒምካ ብስቴፕልስ ይተሓሓዝ
ጥራዝ100

ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል

ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 03/08/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 08/08/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo