ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ መኪና ኣቑሑት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ዕለት 3/02/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ መኪና ኣቑሑት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ተ.ቁዓይነት ንብረትሞዴልዓይነት ኣቑሑት ዝርዝር(Description Of Item)መፍለይ ቁፅሪ(Specification Part Number)መለክዒ(Unit)በዝሒ(Quantity)ናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርብር
1Hard tobHz1761- RKMNSVFront axle shats seal 90310-35010pcs02
2Ignition switch lock cy lindrs assPes samplepcs01


ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም። 

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (in Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ።

6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 07/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208

ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 208 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo