ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሐደ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛ ምዕባለ ኤጀንሲ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ዘለዎ እዉን ከቅርብ ዝክእል

3 ነቲ ናይ ግብሪ ገዛ ፅገና ዘድለዩ እንተኮይኑ ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ አፀጊኑ ንምክራይ ዝክእል

4 ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ንግዲ ኣባይተ ጨረታ ዝተሳተፉ ተጫረቲ አብ ናይ መንግስቲ ኣባይቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ምጭብርባርን ዘይሕጋዊ ስራሕቲን ዘይሰርሑን መጠንቀቅታ ዘይብሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 100 ቅረሺ ብምክፋል ካብ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ክፍሊ ቁፅሪ 15 ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ነዚ ተባሃሉ አብ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 1/8/2016 ዓም ከሳብ 10/8/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ምእታዉ ይክእሉ

6 ሳነዱቅ ጨረታ 10/8/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ይከፈት

7 ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረከቡ ይምረፅ

8 መከበሪ ጨረታ 50000 / ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ወይድማ ብናይ ዉሕስና ባንኪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዙ አለዎም

9 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408515 / 0914778288 / 0953023396

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo