ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2016 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ሰለሰት ኣናእሸተይ መሳርሒታት : ሎት ኣርባዕተ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ጎማን ካላማደሪያን መኪናን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

1 ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት በቲ ዝወዳደረሉ ዘፍር ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት  :  ፈቃድ ንግዲ  :  መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብን  :  ንመሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን ዝወዳደር ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ ዝሐለፉ ሰለሰተ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

2 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ማለተ እዉን ንሎት ሐደ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ /  : ንኣቅሑት ንኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ሎት ኣርባዕተ 15000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ /  :  ንጎማን ካላማደሪያን መኪናን ሞተርሳይክልን ማለት እዉን ሎት ሓሙሽተ 3000 /ሰለሰተ ሽሕ ቅርሺ /  ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይ እዉን ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ በቢሎቱ ከቅረቡ ዝክእሉ ኮይኖም ንሎት ክልትን ሰለሰተን ብነፃ ይወዳደሩ

3 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተነገሮ ናይ ጥርዓን ሰለሰተ መዓልቲታት ስራሕ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ስራሕ ዉዕሊ ይኣስር

4 እቲ ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 15 መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ክቅርብ ዝክእል

5 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዉዕሊ እንድሕር ዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 1/8/2016 ዓም ክሰብ 15/8/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 16/8/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ሽረ ግዚያዊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ወልቃይት ይከዉን

8 ሰነድ ጨረታ እነተይተገነፃፀለ ብክልተ ቅደሕ ተዳልዩ በበይኑ ብፖስታ ተዓሺጎም ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ሽም ፊርማን ማህተምን ተጫራታይ ተገይርሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ወልቃይት ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ከእተዉ አለዎም

9 ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሽረ ግዚያዊ ቤት ፅሕፈት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ወልቃይት ይከዉን

10 ሰዓራይ ተወዳደሪ ንዝሰዓሮ ንበረት ኣብ ግዚኡ አታዊ እንተዘይገይሩ ኣታወ ካብ ዝገበረሉ ጠቅላላ ንብረት ዋጋ 1/1000 ወይድማ 0.001 በቢ መዓለቱ ዝቅፃይ ይከዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ሕድሕድሕ ነፀላ ዋጋ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይድማ ናይ ምንካይ መሰል አለዎ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0939087971  / 0914107520

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo