ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ!

ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል |

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂበዝሒ መዓልቲበዝሒ መኪናናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ናይ መኪና ክራይ፤• ሞዴል ቶዮታ ላንድ ክሩዘር-80 1
➢ ድሕሪ 1995 ኣ/ፈ ዝተመረተታ፤
➢ መድሕን ውሕስና ኢንሹራንስ ዘለዋ፤
➢ ነዳዲ ብመቕረባይ ይሸፈን፤
➢ 5ተ በሪ ማዕፆ ዝሰርሕ፣
➢ ልዕሊ 5ተ ሰብ ዝትፅእን፤
ነቕሰገን ፤ እ/ሞኮኒ ፤ ዓዴት ፤ የጭላ ፤ ነበለት ፤
| ሰዓርቲ ፣ ስ/ሳዕስዕ ፤ ገርዓልታ፤ኣፅቢ፤ወምበርታ
፤ ተዋፊራ ትሰርሕ
2001

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 01/08/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 04/08/2016 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 05/08/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ከቕርብ

ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዘ 5* ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo