ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት /ፒች ቡክ/ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

ዕለት/Date ---08 / 2016ዓ.ም

ቑዕሪ/Ref ኮልፓኢት.7056/02/46

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ ----------/2016

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት /ፒች ቡክ/ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ተ.ቑዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠዋጋ
1ፒች ቡክብሳምፕልቁፅሪ200

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፦

1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፡፡

3. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቐይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን፡፡

5. ናይዚ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮ/ል/ፓ/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2" ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 01 / 08 /2016 ዓ.ም እስካብ ዕለት 07 /08 /2016 ዓ.ም ጀሚርኩም ምውሳድ ትኽእሉ '

6. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07 / 08/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኸፈት ፡፡

7. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን፡፡

8 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 10 ' መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል፡፡

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 /0914741329 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ፡፡

ማህተም ናይ ተወዳዳሪ ድርጅት

“ምስ ሰላምታ" ኮ/ል/ፓ/ኢ/ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo