ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ዘሎ ንሑፅፅ ፕሮጀክት ዝዉዕል ናይ 2008 ዓ/ም ዕድጊት

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
  • ሎት 1 HDPN DCI fitting
  • ሎት 2Â ፓምፕን ጀነሪተርን

 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ ዘፈረ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 በቲ ሐደሽ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ መወደእታ ወርሒ ሒሳብ ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መዓቀኒ (ስፐስፊኬሽን) መሊኡ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ እቲ ንብረት ኣብ ስቶክ ዘሎ ክከዉን አለዎ መቅረብቲ ካብ 16 መጋበት 2008 ዓ/ም ክሳብ 26 መጋቢት 2008 ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ እዩም

  • 5 መክበሪ ጨረታ ን HDPN DCI HDPN DCI fitting 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ) :ን ፓምፕን ጀነሪተርን 50000 (ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ) ከምቲ ናይ ተጫራታይ ድሌት ብ CPO ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ክፍሊት መዘዚ ቼክ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ እቲ ፖስታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ 26 መጋቢት 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኻይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረከቡ ነቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይተአጓጎልን

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 15 ናይ ስራሕ መዓልታት እዩ

8 ሰነድ ጨረታ ፓምፕን ጀነሪተርን ሐደ ቴክኒካልን ዋናን ክልተ ቅዳሕን ሐደ ፋይናንሻል ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነንበይኑ : ን HDPN DCI fitting ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ተጫረቲ እቲ ዘቀረበዎ ዋጋ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ደሌት መግለፂ ጥራሕ ክመልእዎ አለዎም

11 ነብስ ወከፍ ገፅ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካልኩም ክዓርፎ አለዎ

12 አድራሻ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 4440 73 35 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo