ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንአገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬትን ፡መሳርሒ ፅሕፈትን ከምእዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ሰነድ ጨረታ ካብ 23/7/2016 ዓም ክሳብ 7/8/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዝረከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት  እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ከምትክእሉ ይሕብር

2 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

3 ናይ 2016 ዓም ወረቀት መቅረባይነት ዝሐደሱ

4 ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ቀረባ ወርሒ ሒሳበ ዘፍለጥሉ ወረቀት ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ፡ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ፡

6 እቲ ጨረታ 7/8/2016 ዓም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣበ ዝተረከበሉ ይክፈት

7 ተጫራታይ ወይ ወኪል የለን ተተባሂሉ ከይተከፈተ ዝምለሰ ሰነድ ጨረታ ኣይክህልዉን

8 ተጫራታይ ዝሰዓረ እነተዘይተስማሚዑ ዘትሓዞ ገነዘብ ኣይምለሰን

9 እቲ ቤት ፅሐፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

10 እቲ ፖስታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ንብረትንምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1 ዘሎ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914123780 0914601699

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo