ኣብ ትሕቲ ቤት ፅሕፈት ካቶሊካዊት ክሪስትያን ዓዲግራት ዝመሓደር ኮሎጅ ቅድስቲ ማሪያም ዉቅሮ ብዘፈር ማሕበራዊ ፕሮግራም ብኩናት ናይ ዝተጠቅዑ ሕብረተሰብ ንሮ ንምምሕያሽ ዳግመ ሕዉየት ፕሮጀክት ዝዉዕል ምሩፅ ስርና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሎጅ ቅድስቲ ማሪያም ዉቅሮ

1 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ወረቀት መቅረባይነት ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ተመዝገብቲ ተዉሳክ እሴት ታክስ ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡን ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ 2016 ዓም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ዘሐደስኩም ምካንኩም መረዳእታ እተቅርቡ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ፖንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ወረቀት ወይድማ ቼክ 300000 / ሰለሰተ ሚአቲ ሽሕ / ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ብበዓል መዚ እቶት ወረቀት ከፋላይነት ግብሪ ዝተዉሃቦ መረዳእታ እተቅርቡ ከምእዉን ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ምስክር ወረቀት እተቀርቡ

6 ሰነድ ጨረታ ንነብሰከፍ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/7/2016 ዓም ክሳብ 9/8/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን መሊኦም ክቢ ማህተምን ፊርማን ሽም ትካል ዓሪፍዎ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

7 ተወዳደርቲ ንዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ዋና ንበይኑ ቅዳሕ ንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል

8 ጨረታ ዝክፈተሉ 9/8/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓሺጉ ሰዓት 4:30 ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተሃለዉ ይምረፅ

9 ጨረታ መስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባር ካብ ጨረታ ንበዓሎም ምግላል ኣይክእሉን

10 እቲ ትካል ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝዕደግ መጠን ኣቅሑት ክሳብ ብ20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

11 እቲ ትካል እዚ ጨረታ ዘይኣዋፅኦ እንትኮይኑ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914783327 / 0919040469

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo