ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ፊደራል ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት አግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ቀረብን ተከላን ምስ መገጣጠሚኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ ፡-እንደርታ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ማይ ዓላ
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ ፡- ወረዳ እንደርታ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ዓፀላ
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ ፡- ወረዳ እንደርታ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- መህኒ
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወርዒለከ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ጋራት ጎዳን
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወርዒለከ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ግራት ጎዳን
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወረዳ ወርዒለከ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ማይ ኣንሽቲ
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወረዳ ደጊዓ ተምቤን ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- እንዳጨርቆስ
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወረዳ ጋንታ አፈሹም ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ጋሕጎት
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ሚካኤል በለሳ
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ሚድራር
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ሲቶት
  • · ዓይነት ንብረት ፡- ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ምስ መገጣጠሚኡ  ፡ ዝቀርበሉ ወረዳ  ፡-ወረዳ ሓዉዜን ፡  ፍሉይ ቦታ ወይድማ ሳይት ፡- ኩልሃ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት :  ቲን ቁፅሪ :   ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት : ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ ጥሪ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

2 ንዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒታት ካብቲ ቢሮ ብሉምድ ኣረጊት ህንፃ ታሕተዋይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 30 /7/ 2016 ዓም ጀሚሩ 13/8/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ዝምልከት ንነብሰወከፍ ፓምፕ 50000 /ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ/ ጠቅላላ ፓምፕ ክወዳደረ ዝደሊ ድማ 500000 / ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ/ ብመልክዕ ስፒአ  ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ምስ ተክኒካል ሰነድ ጨረታ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 14/8/2016 ዓም ሰዓት 3:15 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

5 ተጫረቲ ሐደ ዋናን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኖም ሰነድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ቅዳሕ ቴክኒካልን ክልተ ቅዳሕ ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኖም ብፖስታ ዝተዓሸገ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክቀርብ አለዎ

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0952270027 /  0920326084 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል 

መተሐሳሰቢ ናይ ጨረታ መዕፀዉን መክፊቲ ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ምካኑ ምፍለጥ የድሊ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo