መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ሆስፒታል መቐለ

ፕሮፎርማ ምልክታ

መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታ

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/07/2016 ክሳብ 30/07/2016 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምውሳድ ዝከኣል ኮይነ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ኣቕሑት ሰዓርቲ ምዃኖም ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ደብዳበ ካብዝበፀሐኩም መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ትካልና ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣተዊ ክገብሩ/ራ ዝእሉ ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

5. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

6. ዝምላእ ዋጋ መቐለ ሆስፒታል ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክኸውን ኣለዎ

7. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo