ሄዎ ሆስፒታልዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝለየ በዚ መሰረት ክትገዝኡ ትደልዩ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ሄዎ ሆስፒታል

1 ኣድረሻና ኩሓ ሁዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ዉሽጢ ኣቲካ ዕፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 31 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914745997 / 0914761541 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

2 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/7/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝክአል ኮይኑ ዕለት 5/8/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 5/8/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ  ይክፈት ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወከልቶም እንድሕር ዘይተረኪቦም እዉን ጨረታ ይክፈት እዩ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ናይ ዝገዝእ /ዝዉገድ/ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 2% ብስፒኦ :  ብጥረ ገንዘብ  : ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ሄዎ ሆስፒታል ክትሕዝ ዝክእል

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ  እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

5 ዝዉገድ ንብረታት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ሄዎ ሆስፒታል ቢሮ ቁፅሪ 31 እዩ

6 ተጫረቲ ድሕሪ ሳፅን ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ክምኡ ንዝብል ዘትሓዚ ትሕጃ ኣይምለሰሉን / ናብ ሄዎ ሆስፒታል ኣታዊ ይከዉን ማለት እዩ

7 ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ ከፊሉ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርተ ንብረት ኣልዒሉ ይወስድ

8 ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፊርማ ክህልዎ አለዎ ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክልጨህልዎ የብሉን እዚ ንዘገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባለነት የብሉን

9 እዚ ጨረታ ትካልና ክሳብ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰሉ ሕልዉ እዩ

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ ምጥቃም ኣይፍቀድን

11 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ምክፋት ጨረታ ምርካብ ይክእሉ እዩም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ከይዲ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo