ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ንብረትን ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ

ቁፅሪ: ፕሮ-14/08/16

ዕለት: 26/07/2016 ዓ/ም

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 08/16

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ንብረትን ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TI/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡

ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ኤጀንስና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 26/07/2016 ዓ/ም ክሳብ 30/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 930 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 30/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ደጀን ቢሮ ቁፅሪ 1-06 ይኸፈት፡፡

➢ ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ኤጀንስና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ

ተረጋገፀ እዩ። ካብቲ ዝተሓተተ ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ ዓይነት ቀይርካ ዝምላእ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ተቐባልነት የብሉን።

➢ ኣብ ስቶር ኣቑሑት ዘይብሉ ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ኣብ ስራሕና ንዝበፅሕ ምትእጉጓል ተጠያቂ ይኸውን፣

➢ እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡

ዝርዝር ተደላይ ንብረትን ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቁዓይነት ንብረትእስፔስፊኬሽንበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ/ዋጋ ብር
1Shoe kit04495-OK 120(KUN 25)set01
2Pad kit044465-OK340 (KUN 25)set01
3Oil Filter90915-yzzd2(KUN 25)pes1
4Fuel Filter23390-01041(KUN 25)td>pes01
5Disc Assy Clutch31250-ok60(KUN 25)pcs01
6Cover Assy Clutch31210-ok050(KUN 25)pcs01
7Release bearing31230-71011(KUN 25)pcs01
8Air Cleaner17801-oc010(KUN 25)pcs01
9Injector Assy23670-09380(KUN 25)pcs01
10Shoe kit04495-35230set01
11Pad kit04465-35260set01
12Jack assy with handle09111-35170pcs01
13Wrench Hub Nut box09150-35070pcs01
14Bolden Battery12V 70AMpcs01


ሽም፡-

ፌርማ፡-

ዕለት፡- ስልኪ ቑፅሪ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400527 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል። ኣድራሻመቐለ ዓዲ ሓቂ ደጀን ቢሮ - ቢሮ ቁጥር 1-06

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo