ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ ህትመትን : ፅሬት ኣቅሑትን ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ

 2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ሞያ ብቅዓት ሰርተፈኬት ዘለኩም

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ አነቨሎፕ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 26/7/2016 ዓም ክሳብ 30/7/2016 ዓም ናይ ምሸት ሰዓት 11:30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፈርማ ዕለት 1/8/2016 ዓም ናይ ንግሆ ሰዓት 3:30 ስለ ዝክፈት መፂእኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

5 ቫት ዊዝ ሆልዲንግ 2 ሚእታዊ ቫትን 7.5 ሚእታዊ ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምክኑ ከፍልጥ ይግባእ

6 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣግባብ አከፋፍላ ብዝተሰርሐ ቁፅሪ ይከዉን

8 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

9 እቲ ዝርዝር ኣቅሓ መፂእኩም ምዉሳድ ይከኣል

ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕደጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርሰቲያን 0342415092

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo