ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት

1 ናይ ቫትን ተርንኦቨር ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተዛመድትን ኣቅሑት ምቅራብን ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ነቲ ዝድለ ዓይነት ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ዝርዝር መግለፂ ማለተ እዉን እስፐስፊኬሽን ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 26/7/2016 ዓም ተከታተልቲ 20 መዓልቲታት ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ክሳብ 16/8/2016 ዓም ሰዓት 6:00 ናይ ቀትሪ ንክትወዳደሩ ይዕድም

2 ኣድራሻ ክፈለ ከተማ ሓድነት ትእምት ኣብ ዝርከብ ጉና ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 112

ንተወሳኪ ሐበሬታ ንምርካብ 0342409723 / 0914001514

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo