ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ዝተማልኡ ሕጋዉያን ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10' ናይ ስራሕ መዓልትታት ናይ ዋጋ መምልኢ ፎርሚ ካብቲ ት ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኹም ብሰም ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት እፕሬሽን ሬስ ኢትዮዽያ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ ::

ሬስኪዩ ኦፕሬሽን ኢትዩጰያ

Ref.NoORE 1271 119/2024

Date 3/04/2024

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ዝተማልኡ ሕጋዉያን ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10' ናይ ስራሕ መዓልትታት ናይ ዋጋ መምልኢ ፎርሚ ካብቲ ት ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኹም ብሰም ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት እፕሬሽን ሬስ ኢትዮዽያ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ ::

ተቁናይ ምግቢ ዓይነትበዝሒመለክዒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠቅላላ ዋጋ
ብርሳን
1ሰርገን ጣፍ ቀዳማይ ደረጃ60ኩንታል

እዚ ጨረታ ዝመልአ አካል ስም ________

ፊርማ ________

ናይ ትካልኩም ማህተም ________________

ዘድልዩ ረቋሒታት

1ይ. በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዋ/ዎን::

2ይ. ናይቲ ትካል ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3ይ. ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ዘሓደሰ/ት::

4ይ. እቲ ትካል ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ /ነት ::

5ይ. ናይ ጨረታ ዉሕስና (Bid Bond) 2% ከትሕዝ ዝኽእል:: 6ይ. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

መተሓሳሰቢ

● እቲ ዝቐርብ ጣፍ ፅሬቱ ዝተሓለወ ምኻኑ ብበዓል ሞያ ጥዕናን ብስቶርን ተመርሚሩ ከም ዝኣትው እንድሕር ፅ ዘይተሓለወ ኮይኑ ግና ተቐባልነት የብሉን።

● እቲ ዝቐርብ ጣፍ ናብ ቀበሌ 18 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ሬስኪዩ በቲ ዝተጠቐሰ ግዜ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ክተቅርቡ እትክእሉ፡፡

● እቲ ጠቅላላ ናይ ዕድጊት ብር 10,000.00 ( ዓሰርተ ሸሕ ብር) ን ካብኡ ንላዕሊ እንተኾይኑ በቲ ሕጊ መሰረት ዊዝሆልዲንግ ታክስ 2% ከም እትኸፍሉ ነተሓሳስብ ፡፡

● ምስ እዚ ፕሮፎርማ ሳንፕል ንከተሓሕዙ ነተሓሳስብ ::

እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ _ ዕለት ሚያዝያ ' ዓርቢ 04/08 /2016 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 5:00 እንትኸዉን እቲ ጨረታ ሰዓት 9 ማለትዉ'ን ሚያዝያ ዓርቢ 04/08/2016 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብዎ ዝኽፈት ም ክንገልፅ ንፈትዉ::

እቲ ትካል ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ በኽፉል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡

ኣድራሻ

ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ -18- ፊት ሸባ ኣካዳሚ-ስ.ቁ 0344409442/ 0344410810

መቐለ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo