ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ

1 ትሕጃ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ዝምለስ ብስም ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ሒሳብ ከፊሉ ንብረቱ ከልዕል ዝክእልን ኣብ ዝተጠቀሰ ግዜ እንተዘይኣልዒሉ ትሕጁ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ተገይሩ እቲ ንብረት ዳግም ናብ ጨረታ ክዉዕል ምካኑ ክፈልጥ አለዎ

3 ሓራጅ ግልፂ ጨረታ ካብ 23/7/2016 ዓም ክሳብ 9/8/2016 ዓም ኣብ አየር ዝፅንሕ ኮይኑ 9/8/2016 ዓም እቲ ጨረታ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ይክፈት ካብዚ ቅድም ክብል ዝተቀመጠ ሰዓት ንዝመፅእ ተሰታፋይ ግና ተቐባልነት ይብሉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0942271631 /0914787223

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo