ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ./ቑዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብረሂ
1ፍላሽ 32 ጂቢሓፂን 1ይ ደረጃብቑዕሪ25
2ዲቫይደር በዓል 6 ነዃል 1ይ ደረጃGuardian shied 16A 25V ዝብል ኣብ ባዕሉ ዝተፅሓፈብቑፅሪ22
3ፕሪንተር ቀለም ብራዘርDR340509
4ፕሪንተር ቀለም 53 A1ይ ደረጃብቑዕሪ05
5ፕሪንተር ቀለም 80 A1ይ ደረጃብቑዕሪ05
6ፕሪንተር ቀለም 26A1ይ ደረጃብቑፅሪ05
7ፎቶ ኮፒ ቀለምimage runner 2318ብቑፅሪ04

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/07/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተሰብስቡ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት::

➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።

➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1” ደረጃ ክኸውን አለዎ፡፡

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሎዉ እዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::

➢ አቲ ንብረት ብህፁዕ ስለዝተደለየ ኣብ እድኹም ዘይብልኹም ነጋዶ ክትወዳደሩ የብልኹምን።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1” ደብሪ እዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo