ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት ንግልጋሎት ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ሃለቅቲ ኣቅሑት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ቤት ዕዩን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት

1 ኣብ 2016 ዓም በቲ ዘፈር ስራሕ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዋና ቅዳሕን ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቍፅሪ ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

4 ዝተሐደሰ ናይ ዘፈር መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓም ሒሳብ ሪፖርት ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

6 ጨረታ መከበሪ ብቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ሐበሻ መዕፀፊ ኣጋይሽ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ዝነበረ እንዳበይን ዓብዱ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ 107 ግንባር ንግዲ ባንክ ኢትየጰያ ሽረ እንዳስላሴ መዉፅኢ ንዳባጎና ንርከብ

8 ንመሳርሒ ፅሕፈትን ሃለቅቲ ኣቅሑትን ዘይምለሰ 150 ቅርሺ : ኣብ ምድብ ክልተ ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ዘይምለስ 150 ቅርሺ : ምድብ ሰለስተ ንኣቅሑት ቤት ዕዩ ዘይምለሰ 150 ቅርሺ  ብምክፋል ካብ ዕለት 24/7/2016 ዓም ክሳብ 7/8/2016 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ዋጋ መሊኦም ከእትዉ ይክእሉ

9 ንጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ኣቅሑት  : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ዕለት 7/8/2016 ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉን ዘይተረከብሉን ዝክፈት ይከዉን

10 ንጨረታ ኣቅሑት ቤት ዕዩ ዕለት 7/8/2016 ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉን ዘይተረከብሉን ዝክፈት ይከዉን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0923414142 / 0914766923

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo