2016-04-06

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ
  1. መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ዘለኩም
  2. ናይ 2007 ዓም ግብሪ ከፈሊልኩም ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም
  3. ቫት ዝተመዝገብኩም
  4. ናይ ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ
  5. ናይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ብቅዓተ መረጋገፂ ወረቀት ዘቅርብን
  6. ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል ከቅርብ ዝክእልን ካልኦት ኣድለይቲ ሰነዳት ብኮንትራክተራት ዝተመልአ ዋና ሰነድን ዋናን ፋይናንሻል ሰነድን ቴክኒካል ገምጋም ዝሓዘ ሰነድን ከምኡዉን ዋናን ቅዳሕን እዞም ሰነዳት ብፖስታ ተዓሺጉ ሽምን ማህተምን ፊርማን ተጌሩሉ ኣብ ናይ ባዕሉ ፖስታ ተዓሺጉ ሰለስቲኡ ድማ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ፖሰታ ናይ ተጫረቲ ማህተም ሽም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም
  7. ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ እቲ ሰነድ ጨረታ ፈሪሞምን ማህተም ገይሮምን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ ከይጋደሉ ከቅርቡ ይግባእ ዝተጋደለ ብትክክል ዘይተመልአን ብእርሳስ ዝተመልአን ቅደም ሰዓብ ዝተዛብዐን ሰነድ ጨረታ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
  8. ኣብ እዋን ጨረታ አድለይቲ ዝኮኑ ሰነዳት ከቅርብ ዝክእል
  9. ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳርÂ ንብረትን ክትወስዱ ትክእሉ
  10. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ Â ቢድቦንድ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ 15,000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም
  11. ተጫራታይ ሰዓሪ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእል ክከዉን ኣለዎ
  12. እቲ ጨረታ ካብ 14 መጋቢት 2008ዓም ክሳብ 28 መጋቢት Â 2008 ዓም ኣብ ኣየር ይፀንሕ
  13. Â እቲ ጨረታ 28 መጋቢት Â 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡15 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ Â ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ይክፈት
  14. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500231/0345500111 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo