ትካልና ኦርት ፊዝዩቴራፒ ማእከል መቐለ ኣብ ቓልሲ መጉዳእቲ ስኒ ንዘጋጠሞም ኣባላት ማ/ጉ/ኩ/ት ብጨረታ ናይ ስኒ ድጋፍ ከስርሕ ይደሊ

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

ኣብቲ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዓቀኒታትን መስፍርትን እትማልኡ ኣብዚ ጨረታ  ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኩን ዉልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኮኑ አለዎም

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኮን አለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኮን አለዎ

3 ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእተዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዋጋ ዘይምለስ ከትሕዝ አለዎ

4 ዝዉሃብ ኣገልግሎት ብዝቀረብ ዝርዝር መረዳእታ ክኮን ይግባእ

ዝዉሃብ ግልጋሎት በዚ ዝስዕብ መንገዲ ቀሪቡ አሎ

ተቁ

ዝርዝር ዝወሃብ ዓይነት አገልግሎት

ነፀላ ዋጋ

መብርሂ

1

ምርመራ /Examination/

2

ስኒ መንቃል /Extraction/

3

ስኒ ምሕፃብ / Scaling /

4

ዝተቀበረ ስኒ ምንቃል /Disimpaction/

5

ፃዕዳ ስኒ ምትካል /Arcilic Tooth /

6

ክሮም  ስኒምትካል / Cherom Cobalt Tooth/

7

ሰራሚክ  ስኒምትካል / Ceramic Artifical Teeth /

8

ዝተሰበረ ስኒ  ምትካል  / Splinting By Wire /

9

ዉፃኢን ኣታዉን ስኒ ምትካል  /Rimovable Atifical Teeth/

10

ሱር ሽሕክምና /Root cancel Treatment /

5 ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ካብ ትካልና ዘቅረቦ ስፐሴፈኬሽን ወፃኢ ዘቀረብ ግልጋሎት ተቀባልነት የብሉን

7 ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

8 ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብዝተካየደሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 ኣድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤሌ ቤተክርሰቲያን ጎኒ ኢሚግሬሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 21/7/2016 ዓም ክሳብ 26/7/2016 ዓም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 27/7/2016 ዓም ሰዓት 3ተ ናይ ረፋድ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo