ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንካብኔ ሴክሪታርያት መሰረተ ልምዓት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ናይ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ


ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት

ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን - ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 20 /7/2016 ዓ/ም ክሳብ 24 /7/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምäራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 25 /7/ 2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝቖፈት ምዃኑ ንገልፅ

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ | ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ _ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ : ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምልኢ ዋጋን ሳንፕል ናይቲ ንብረትን ( ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅኩም ውስዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

ዋጋ መምልኢ

ናይ ጎማ

ተ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርModel
ብርብር
1ጎማ ብርጅስቶን ረጉድ ጥርሱ265/65/R17ቁፅሪ05

ምስ ሰላምታ

ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo