ኩሓ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ኣጫሪቱ ከገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም ክሳብ 30/07/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሓትት።

ሆስፒታል ኩሓ

ምልክታ ጨረታ

ኩሓ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ኣጫሪቱ ከገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም ክሳብ 30/07/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሓትት። ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንክተቅርቡ ንሕብር )

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2016ዓ.ም ዝተሓደሰን

2. ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ቲን ናምበር ዘለዎ

3. መቅረባይነት ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ / በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

4. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100(ሓደ ሚኢቲ ) ብር ብምኽፋል ክወስዱ ዝኽእሉ።

5. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቑፅሪ 48 ዕደ/ፋይ/ንብ ንብረት ምምሕዳር መፂእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ

6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ክልተ ፖስታ ኦርጂናልን ቅዳሕን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ቢሮ ቑፅሪ 48 ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታዉ ትኽእሉ ።

ብተወሳኺ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስፎቶ ኮፒ ስርዝድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝየተግበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

7. መኽበሪ ጨረታ CPO 3000( ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዝ ዝክእል

9. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም ክሳብ 30/07/2016ዓ.ም

ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

10. እቲ ጨረታ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/0914021835 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo