አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ መሰረተ ልምዓት አብ መሰቦ ዘላ ዶዘር ምልዓል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከልዕል ይደሊ ።

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

ምልክታ ፕሮፎርማ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ መሰረተ ልምዓት አብ መሰቦ ዘላ ዶዘር ምልዓል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከልዕል ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዓቀኒበዝሒ ነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ዶዘር DBRቅድሚ መሰቦ ዝርከብ ኻሪ
ሳይት ናብ ክ/ከተማ ዓይደር
ሓሚዳይ አልዒልካ ምምፃእ
ቁፅሪ01


ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1.ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(Tin Number) ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።

2.ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3.ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ኣብ ዝተባሃለ ግዜ ከቅርብ ከም ዝኽእል ክፈልጥ ኣለዎ።

5.ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ሰነድ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ትክእሉ ኢኩም ፡፡

6.ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/07/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/07/2016ዓ/ም ሰዓት3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

7.እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ይኸፈት፡፡

8.አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀበልነት የብሉን።

9.አድራሻናአብ ጎኒእንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ

10.ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo