ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ 25 ሜትሪክ ኪዩብ ዝሓዘ መጠራቀሚ ማይ ገንኢ ማይ መዐደሊ ናቁጣን መስመር ዝርገሐን ብደረጃ 6ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
  3. ብማይ ተንከፍ ስራሕቲ ደረጃ Â 6ን ልዕሊኡን ብማይ ተንከፍ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ዘቅርብ
  4. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን
  5. በቲ ዘፈር ሕጋዊ መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል
  6. ብናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ዝተዉሃበ ናይ በዓል ሞያ መለለየ ካርድ
  7. ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  8. ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  9. ወዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 80 ተከታተልቲ መዓልትታት ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
  10. ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ጨረትኦም ቴክኒካል ፋይናንሻልን ሕድሕድ ዋና ምስ ሕድሕድ 2 ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ ኣብ 6 ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ግዴታ አለዎም
  11. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  12. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ሎትሓደÂ ካብ 9 መጋቢተ 2008 ዓም ክሳብ 23 መጋቢት 2008 ዓምÂ ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ
  13. 24 መጋቢት 2008 ዓምÂ ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
  14. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480183/Â 0344480087Â ብምድዋል ወይድማ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo