ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ ዝተፈላለየ ዓይነት መድሓኒታት ( Different types of Drugs ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ ::

ማሕበር ረዲኤት ትግራይ


ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ ዝተፈላለየ ዓይነት መድሓኒታት ( Different types of Drugs ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ :: ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።

1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ

ጨረታ ዶክመንት ክውስዱ ይኽእሉ።

2. ተጫረቲ ንግዲ ፍቓድን አብቲ ዘረፊ ዝተመዝገብኩምን ንዑኡ ዝገልፅ ሙሉእ ደኩመት ከተቕርቡ ኣለኩም።

3. ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ክልተ ካብ ሚኢቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም።

4. ተረቲ ዝረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 19/07/2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 03/08/2016 ዓ.ም እዮ፡ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ (5፡00 ናይ ንገሇ ይከዉን ። ስለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ስዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይኽእሉ፡፡

5. ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 03/08/2016 ዓ.ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽብሉ ይክፈት፡ ከምኡዉን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ንከፍት ምካኑ ንሕብር ።

6. እቲ ዝተዉሃ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን እቲ ዝመላእኩምም ጨረታ ሰነድ ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ።

7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ፊርማን ክህልዎ አለዎ ከምዐኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን።

8. ኣብቲ ጨሪታ ዝተጠቀሰ ሞዴል (Speelfeation) ምስራዝ ኣይካኣልን።

9. እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣግራብ እንተረኺቡ ነቲ ጨሪታ ብሙሉእ ኾነ ብኸፋል ናይ ምስራዝ : መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo